ela tv - Mary Talk Show about Eritrean Film Industry - ሰፊሕ ዘተ ብዛዕባ ፊልም ኢንዳስትሪ ሃገርና ካበይ ናበይ፧

  • 5 years ago
" New Eritrean Music 2018 "
ሰፊሕ ዘተ ብዛዕባ ፊልም ኢንዳስትሪ ሃገርና ካበይ ናበይ፧ ን ጽባሕ ቀዳም ኣብ ኤላ ቲቪ ሓፈሻዊ ዕላል ኣብ ስነ ጥበብ ዘተኮረን፡ ብዛዕባ ኣዘራግሓ ፊልምን ለበዋታት። ግደ ሕዝብን ስነ ጥበበኛን፡ ጠንቕታቱ ዝሓዘ መደብ፡ ከም ቀንዲ ዛዕባ'ውን "ኤላ ቲቪ" ዝጻወቶ ዘሎ ተራን፡ ሒዝዎ መጽዩ ዘሎ ቅዲ ኣዘራግሓን ምሕዞ፡እንታይ እመስል? ብዝብል፡ ሰፊሕ ዝርርብ ዘካተተ፡ ምስ ስነ ጥበባዊ ደራስን ዳይረክተርን ያሲን ቕጫን ኣዳላዊ መደብ ኤላ ቲቪ ኣቶ ዩኤል ተኽለን ጋዜጠኛ ሜሪ ደበሳይ ዝርከብዎ ኣብ ሓጺር እዋን ናባኹም ናብ ተዓዘብቲ ክነቕርቦ ምኳና ብሓጎስ ነበስር።
Subscribe today: https://goo.gl/7936J7

℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Facebook : https://goo.gl/Xf2BNl
Instagram -https://goo.gl/2Ek4Jb
Twitter @ https://goo.gl/p46zo
Snapchat @ Ella_records
Best Music Youtube Playlist - https://goo.gl/X9vGA5L

Recommended