ብቋንቁኡ ትርጉም ዝደሊ ህዝቢ!

  • 8 years ago
ብድሕሪ ደርጊ ቀጺሉ ዝመጽአ! ገዛኢ ህግደፍ እዩ፣ ህግደፍ ናይ ዓመጽትን ሰረቕትን! ሸፋቱን ውድብ'ዩ፣ እዚ ሓቂ ዝነጽሮ እንተዳኣ'ሎ፣ ንዓርክኻ ምጥላም ንህዝብኻ ምጭፍጫፍ! መናእሰይ ምብታን! ምሁራት ምእሳር፥ ጀጋኑ ምቕታል'ዩ፣ ብሰሪ' እዚ ድማ ዕሸላት ህጻውንቲ ኣብ ፈቀዶ ባሕርን ሳህራን ምጥፍኦም'ዩ። ብዛዕባዚ'ዩ ኣመልኪቱ ስርዓት ኢሰያስ ወይ ስርዓት ህግደፍ ብቋንቋ ትግርኛ በቲ ዝርዳኣና ቋንቋ ኣዴና ገይሩ ይዛረብ፣ ኣብ ግብ ዝበለ ማዓሙቕ ባርነት ብምጽናሕና፣ ንቛንቋና ውን ክንርዳእ' የሸግረና'ዩ።

Recommended